ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ኣመሪካ ናብ መዓስከር ስደተኛታት ሱዳን ብምካድ ስራሓት ግብረ ሰናይ ዘካይዱ ኣይተ ተኽለ ገብረስላሰ


ነባሪ ኣመሪካ ዝኾኑ ወዲ 77 ዓመት ዝዕድሚኦም ኣይተ ተኽለ ገብረስላሰ ኣብዚ እዋን ኣብ ሱዳን ናብ ዝርከብ መዕቆቢ ስደተኛታት ትግራይ ተነድባ ወሪዶም ብዛዕባ ዘካይድዎ ዘለዉ ሰናይ ተግባር ከካፍሉና ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:45:34 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG