ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኤርትራዊ ሄኖክ ሙሉብርሃን ሓድሽ ኣባል ክለብ ቅድድም ብሽክለታ ኩባካ


ቃለ መጠይቕ ምስ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኤርትራዊ ሄኖክ ሙሉብርሃን ሓድሽ ኣባል ክለብ ቅድድም ብሽክለታ ኩባካ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:20 0:00

ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ሄኖክ ሙሉብርሃን ኣብዘን ዝሓለፋ ሒደት ሰሙናት ምስ ህብብቲ ክለብ ኩቤካ ናይ ኤውሮጳ ተጸንቢሩ። ኣብዚ ወርሒ'ዚ ኣብ ኢጣልያ ኣብ ዝተኻየደ ጂሮ ደል መድዮ ብረንታ ካልኣይ ደረጃ ሒዙ ተዓዊቱ። ኣብ ጂሮ ኢጣልያ ዝፍለጥ ዙር ኢጣልያ ኣብ ናይ ምድብ ትሕቲ 23 ዓመት ድማ ኣብ ካልኣይ መድረክ ሳልሳይ ደረጃ ሒዙ ውድድሩ ዛዚሙ። ኣብ ዙር ኣፐኒኖ ድማ ሻዱሻይ ደረጃ ሒዙ ነቲ ውድድር ፈጺምዎ።

XS
SM
MD
LG